top of page

KIDS Sports   ስፖርት ቆልዑ

Thank you to all the coaches and team leaders for their dedication and hard work keeping our children active, safe, and entertained. 

ግዚኦምን ጉልቦቶምን ኣበርኪቶም ንደቅና ዘሰልጥኑ ዘለዎ ኤርትራውያን ኩልና ብልቢ ነመስግን። 

ወለድን ኩሎም ኤርትራውያን ተቀማጦ ቺካጎን ከኣ ኩሉግዝየ ንዝገብርዎ ምትሕብባር ምስጋና ይግብኦም። ኣብ ቀጻሊውን ብዝያዳ ክተሓባበሩን ንጡፋት ኣባላት ክኾኑን ንላቦ። 

Balls
bottom of page